Eritrean News - assenna

Friday
Mar 12th
Text size
  • Increase font size
  • Default font size
  • Decrease font size
Home ትግርኛ ደብዳቤታት

ደብዳቤታት

ኣብ ዓዲ ከፈለት ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዱባርባ፡ ናይ ኣርብዓ ሰባት ሬሳታት ብወ/ሮ ፋንታየ ፡ ብዓልቲ ቤት ነፍስሄር ደጃዝማች ተስፋይ በራኺ ብቡልዶዘር ተፋሒሩ ወጺኡ፡

ኣብ ዓዲ ከፈለት ዞባ ደቡብ ንኡስ ዞባ ዱባርባ፡ ናይ ኣርብዓ ሰባት ሬሳታት ብወ/ሮ ፋንታየ ፡ ብዓልቲ ቤት ነፍስሄር ደጃዝማች ተስፋይ በራኺ ብቡልዶዘር ተፋሒሩ ወጺኡ፡ ኣብቲ እቲ ሬሳታት ተቐቢሩሉ ዝነበረ ቦታ ድማ፡ ናይ ስድራቤተን ጋህሲ ኣስሪሔናሉ ኣለዋ። እቶም ዓዲ ድማ ነቲ ሬሳታት ኣብኡ ዝነበረ ኣብ መሸማዕ መሊኦም ፍታሕ እንተረኸቡ ኢሎም ፎቖዶ ቤት ፍርዲ ኮለል ይብሉ ኣለው። እዚ ጉዳይ ካብ ዝጅመር ክልተ ዓመትን ፈረቓን ኮይኑ’ሎ፡ ስጋዕ ሕጂ ግን ፍታሕ ኣይረኸበን ኣሎ። ምስ’ዚ ጉዳይ ዝተተሓዘ ድማ፡ ሓሙሽተ ደቂ ዓዲ ንሓደ ዓመት ብዘይ ክስን ፍርድን ተኣሲሮም ኣለው።

 

ግዱሳት ኤርትራውያን ኣብ ሽወደን ብመንገዲ ራድዮታት ማሕበረሰብ ኣቢሉ ህግደፍ ንዝዝርግሖ ከፋፋሊ ፕሮፖጋንዳ ከምዝጸቃልዑ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

ስርዓት ህግደፍ  ብመንገዲ ደገፍቱ አቢሉ ካብ  ከተማ የቶቦሪ ዘመሓላልፎ ሓድነት ህዝቢ ዝበታትን ናይ ፕሮፖጋንዳ ራድዮ ፕሮግራም ደው ከብልን አብቲ ናይቲ ራድዮ መደባት አንጻር ኤሪትራውያን  ዝፍኖ ምፍርራሕ: ሓሶትን ዘለፋታትን ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰድን  ብተወሳኺ  መንግስቲ ሽወደን ነቶም ብደገፍቲ ህግደፍ ዝመሓደሩ ናይ ራድዮ መደባት ጥብቂ ቁጽጽር ክገብሮሎም ከምዘለዎ ኣብ ዮቶቦሪ ዝርከቡ ግዱሳን ኤሪትራውያን አብ ዝተፈላላያ ናይ ጋዜጣ ማዕከናትን ናይ ተለቪዥን መደባትን ቀሪቦም  ኩሉ ናይ ህግደፍ  ናይ ፕሮፖጋንዳ ምንቅስቃስ ከመይ ከምዝመስል ኣቃሊዖም:: 

መኸተ”ዶ ዘመተ - ንሰማዒኡ ዘስደምድም ጣቋ ህግደፍ ፤

መኸተ ኣንጻር (u-n) ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህ-ግ-ደ-ፍ ዝወሰዶ እገዳ ብዝብል ጎስጓስ ክካየድ ክትሰምዕ ከሎኻ፤ ብሕልና ኤርትራዊ ቅቡል ኣይኮነን፤ ምኽንያቱ እቲ ሰርዓት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣምቢርዎ ዘሎ እገዳ ዓገብ ዝብል ጎስጓስ ሰለ ዘይተኻየደ። ንምዃኑ እቲ እገዳ ተረዲኡና ድዩ፤ እቲ እገዳ ንመን”ዩ፤ እነታይ እዩ’ኸ፤ እምባር’ከስ እቲ እገዳ ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ

ዝረኣየ ዓይኑ ይብራህ

ደበሳይ ሃብተጼን ዝተባህለ ዓዲ ሰግዶ (ከባቢ ኣስመራ) ዝዓዱ ኤርትራዊ መንእሰይ፡ ቅድሚ ሒደት ኣዋርሕ ካብ ኤርትራ ምስ ጠፍአ ስድራቤቱ ሃለዋቱ ጠፊኡና ተጨኒቕና ስለዘለና፡ ዝኾነ ሓበሬታ እንተልዩኩም ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ከተመሓላልፉልና ብትሕትና ንሓትት። ኣብ ሽመልባ ዝብል ጽንጽንታ ሰሚዕና ኳ እንተነበርና፡ መረጋገጺ ኣይረኸብናን።

ሰላማዊ ሰልፊ ለካቲት 22 ጸግዒ ህዝቢ ድዩ ዕዉር ሻርነት።

ሰበ ስልጣን ህግደፍ፡ብሰንኪ ዝኽተሉዎ ዓንዳሪ ፖሊሲ ብዕለት 23 ነሓሰ 2009 ማሕብረሰብ ዓለም ማዕቐብ ካብ ዝበየነሉ ግዜ ንኹሉ ኤርትራዊ ኣዛራቢ ኮይኑ ዘሎ ኣርእስቲ'ዩ።እዚ ማዕቐብ'ዚ፡ካብ ጽባሕ ነጻነት ጀሚሩ ዝተፈ ፈላለ ማዕቐብ ውሽጢ ወሪዱዎ፡ሎሚ ኣብዝለዓለ ጠርዙ በጺሑ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብን፡ንሰዓት ናህሩ እናወሰኸ ዝኸይድ ዕንወት ሃገር ኣብዝረኣየሉ ክፉእ እዋን ስለዝተበየነ፡ክትቅበሎስ ይትረፍ ክትሰምዖ ስግድግድ ዘብል'ዩ።
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 32

Make a Pledge - Make a Difference

Country Target Pledged Remaining
  UK 50 14 36
Sweden 50 2 48
Germany 50 0 50
  Norway
30 1 29
  Italy
30 1 29
Netherlands 30 0 30
  Canada 30 2 28
Switzerland 30 0 30
  Australia
30 2 28
  France 10 0 10
  Belgium 10 0 10
USA-EC
75 7 68
USA-WC
75 10 65