Eritrean News - assenna

    Banner
Thursday
Jul 29th
Home ትግርኛ ዜና ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ ካብ ስርሑ ደስኪሉ።

ሜጀር ጀነራል ፍሊጶስ ወልደየውሃንስ ካብ ስርሑ ደስኪሉ።

Print PDF

ሜጀር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ፡  በቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ ካቢነ ሚኒስተራት ዘመሓላለፎ ትእዛዝ፡ ማለት ጸብጻባቱ ናብ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ዜና ዓሊ ዓብዱ ከመሓላልፍ ቅሩብ ብዘይምዃኑ ብዝፈጥረ ምስሕሓብ ካብ ዝነበሮ መዝነት ከም ዝደስከለ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

እቲ ዲሞክራስያዊ ለውጢ ክግበር ከምዘለዎ ድሕሪ ምጥላብ ምስ ብጾቱ ኣብ ቤትማእሰርቲ ህግደፍ ዝርከብ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝነበረ ጴጥሮስ ሰሎሞን ብምኽንያት ሕማም ናብ ሕክምና ሓይሊ ኣየር ምስ መጸ፡   ሜጀር ጀነራል ፊሊጶስ ወልደዮውሃንስ ባዕሉ ካብ ዝበጽሖ ንደሓር ኢሳያስ ቅሒሩሉ ከምዝጸንሐ ኣብቲ ጉዳይ ናይ ቀረባ ኣፍልጦ ዘለዎም ምንጭታት የረድኡ።

ኣብ ዝሓለፈ ቕንያት ኣብ ከባቢ ነፋሲት ኣድብዮም ብዝጸንሑ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዝተፈጸመሉ ‘ሞ ንስክላ ከምዝደሓነ ‘ውን ይፍለጥ።

 

Al Shabab attacks rock Uganda

Eritrea Accused of Prisoner Abuse - Al Jazeer

Donate - Make a Difference, Support Voice of Asena!

Country Target Pledged Remaining
  UK 50 19 31
Sweden 50 4 46
Germany 50 2 48
  Norway
30 16 14
  Italy
30 3 27
Netherlands 30 1 29
  Canada 30 2 28
Switzerland 30 1 29
  Australia
30 14 16
  France 10 0 10
  Belgium 10 0 10
USA-EC
75 23 52
USA-WC
75 10 65
USA-Minnesota 100 10 90