Eritrean News - assenna

    Banner
Thursday
Jul 29th
Home ትግርኛ ዜና ስርዓት ህግደፍ 54 ኣመንቲ ክርስትና ኣሲሩ።

ስርዓት ህግደፍ 54 ኣመንቲ ክርስትና ኣሲሩ።

Print PDF

ስርዓት ህግደፍ ኣብ ሓድሽ ዓመት 2009፡ ብዕለት ሓደ ጥሪ ኣብ ከባቢ ማይ ጃሕጃሕ ጸሎት ይገብሩ ንዝነበሩ መብዛሕተአን ደቂንስትዮ ዝርከባኦም 54 ኣመንቲ ክርስትና ተጸናትዩ ከምዝኣሰረ ምንጭታት ሓቢሮም።

ኣብ መንጎ’ተን ኣብ ቤትማእሰርቲ ዓዲ ኣቤቶ ተዳጕነን ዘለዋ ብዙሓት ኣደ ቖልዑ፡ ፍረወይኒ ተወልደ ዝተባህለት ዘጥቡ ዘይብሉ ወዲ 8 ወርሒ ህጻን ኣብ ቤት ዝሓደገት ኣደ ትርከበን። 

ዛጊት ኣስማት ናይ ክልተ ኣዋልድ ማለት ሰላም በላይን፡ ስምረት ሃንስን በጺሑና ኣሎ። ክልተ ደቂ ሓምሳ ኣንስቲ ምስኣቶም ተኣሲረን ከምዘለዋ ‘ውን ተፈሊጡ። 

 

Al Shabab attacks rock Uganda

Eritrea Accused of Prisoner Abuse - Al Jazeer

Donate - Make a Difference, Support Voice of Asena!

Country Target Pledged Remaining
  UK 50 19 31
Sweden 50 4 46
Germany 50 2 48
  Norway
30 16 14
  Italy
30 3 27
Netherlands 30 1 29
  Canada 30 2 28
Switzerland 30 1 29
  Australia
30 14 16
  France 10 0 10
  Belgium 10 0 10
USA-EC
75 23 52
USA-WC
75 10 65
USA-Minnesota 100 10 90