Eritrean News - assenna

    Banner
Monday
Sep 06th

እዋናዊ ዜና


አብ የቶቦሪ ዝተጸውዔ ህዝባዊ አኼባ ብዓወት ተዛዚሙ::

አብ የቶቦሪ ዝተጸውዔ ህዝባዊ አኼባ  ብዓወት ተዛዚሙ::

ብሓልዮት ኤሪትራዊ ጥርናፈ ንዲሞክራስን ንፍትሕን አብ የቶቦሪ (ሽወደን) ኣብ ዝተጸውዔ ህዝባዊ አኼባ፡ አቶ አማኒኤል ሳህለን አቶ ኻልድ ዓብዱን ብዛዕባ ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት አብ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ዋዕላን ሰፊሕ ሓበሬታ ንዕዱማት ከምዝሃቡ፡ ካብቲ ቦታ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣገንዚቡ::

 

Somalia: Al-Shabaab receives weapons supply from Eritrea

Somalia: Al-Shabaab receives weapons supply from Eritrea

MOGADISHU (Sunatimes) A plane carrying weapon supply has landed on Friday morning at the airport of Kismaayo town of southern Somalia which is under the control of Al-Shabaab militant group, local residents told Sunatimes.

ክልተ ግዱሳት ተኸታተልቲ ኣሰና፡ ድምጺ ኣሰና ንምሕያል ገንዘባዊ ኣበርክቶ ገይሮም።

ክልተ ግዱሳት ተኸታተልቲ ኣሰና፡ ድምጺ ኣሰና ንምሕያል ገንዘባዊ ኣበርክቶ ገይሮም።ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ (ሜሪላንድ) ዝምቕማጡ ስሙ ክዕቀበሉ ዝመረጸ ግዱስ ኤርትራዊ ተኸታታሊ ድምጺ ኣሰና፡ “ኣሰና ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብምዃን እትገሮ ዘላ ኣስተዋጽኦ ህዝባዊ ደገፍ ክረክብ ኣለዎ” ብምባል፡ ብሕሳብ ሓደ ዶላር ንመዓልቲ፡ ናይ ዓመት ማለት 365 ዶላር ኣመሪካ ኣበርኪቱ።

ኣብ ህይስተን፡ ገበነኛታት ኣብ ሕጊ ንምቕራብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ፖሊስ መርመራ ንኽቃለጠፍ፡ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ: ሓንቲ ናይ ኤርትራውያን ማሕበር ድማ ተመስሪታ

ኣብ ህይስተን፡ ገበነኛታት ኣብ ሕጊ ንምቕራብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ፖሊስ መርመራ ንኽቃለጠፍ፡ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ:  ሓንቲ ናይ ኤርትራውያን ማሕበር ድማ ተመስሪታ

እቲ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ሰኑይ ነሓሰ 16፡ 2010 ዓ.ም. ከባቢ ፍርቂ መዓልቲ፡ ኣብ ኣፋፌት ህንጻ ናይ ከንቲባ ኣኒስ ፓርከር፡ ዝርከብ ሲቲ ሃል ዝበሃል ቦታ እዩ ነይሩ።

ጋዜጣዊ መግለጺ : ሃገራዊ መትከላዊ ሰልፊ ኤርትራ

 ሃገራዊ  መትከላዊ  ሰልፊ  ኤርትራ: ኣብ  ዉሽጢ  ሓደ ዓመት  ኣካላቱ  ሰሪዑምስ  ኩሎም ኣብ ዉሽጢ ኤርትራን ኣብ ደገን ዘለዉ ዲሞክራስያዉያን  ኣካላት  ተወሃሂዱ ክሰርሕ  ወሲኑ፡፡

  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  7 
  •  8 
  •  9 
  •  10 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 125