Eritrean News - assenna

    Banner
Saturday
Sep 11th
Home ትግርኛ ኣብነት

ኣብነት

ክንየተሎም ዶስ ዋላ ከመስግኖም

ክንየተሎም ዶስ ዋላ ከመስግኖም

ነዞም ኣናብስ ደቂ ተባዕትዮን ኣናብር ደቂ ኣንስትዮን ኣባላት ማሕበር ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ ክንየተሎም ነውሪ ኣይነበሮን። የግዳስ ትምክሕተኛ ወዳቓይ’ዩ ኣቤት’ወ ኣየርእየና ተባሂሉስ ብዓይንና እውን ንርእዮ ስለዘለና ነዞም ሰብ ሓቂ፡ ሰብ ኒሕ፡ እወ ሰብ ቅያ ብጾት ኣክንዲ ክምክሓሎም ከመስግኖም መሪጸ።

 

ጥሙር መግለጺ ዓለምለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራን ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጥን ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ

ልክዕ ቅድሚ 49 ዓመታት ከምዛ ሎም እታ ንፓለቲካዊ ቃልሲ ንናጽነት ኤርትራ: ናብ ብረታዊ ገድሊ ዘሰጋገረት ቀዳመይቲ ንጣር ቁልዒ ሓዊ: ካብታ ብሓርበኛ ሓምድ እድሪስ ዓዋተ እትምራሕ ቀዳመይቲ ጋንታ ሓርነት: አብ እምባ አዳል ተተኮሰት::

ጋዘጣዊ መግለጺ ምምስራት ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ኦታዋ ካናዳ.

ጋዘጣዊ መግለጺ ምምስራት ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራ ኦታዋ ካናዳ.

ድሕሪ ተደጋጋሚ ኣኼባታትን ምይይጥን ዓለም ለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ካናዳ ፕሮግራሙ ኣጽፊፉ ዓላማታቱ ኣነጺሩ ዘይመኽሰባዊ ማሕበር ተባሂሉ ዝፍለጥ ኮይኑ ኣካል ናቶም ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ኮይኖም ንመሰልን ፍትሒን ከማኡ ውን ንሕጊን ዝጣበቑ ዘለዉ ዜጋታትና ሓቢርና ንምቅላስ ዕላዊ ማሕበር ብዕለት 20 ሰነ 2010 ኣብ ከተማ ኦታዋ ካናዳ መስሪትና፡፡

ሸውዓተ ወለዶ ወጽዓና

ሸውዓተ ወለዶ ወጽዓና

 

 

 

 

 

 

ኣንበሳ ናይ ኣፍዓበት ሰራዊት ህ.ግንባር ኢዩ።

ኣንበሳ ናይ ኣፍዓበት ሰራዊት ህ.ግንባር ኢዩ።

ኣብ ኣስማሪኖ.ኮም ይኹን ኣብ ኣሰና.ኮም፡ ብዕለት 31/03/2010 ብብርሃን ሓጎስ ዝተጻሕፈ ተመልኪትናዮ። ጀነራል መስፍን ሓጎስ፡ ቀጺሉ ናይ ኣፍዓበት ኣንበሳ፡ ( The Lion of Afa'Abet)  ተባሂሉ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ዝተጋነነ ሓዲሽ ታሪኽ ሰሚዕና ሱቕ ኢልና ክንሓልፎ ኣይከኣልናን። ምኽንያቱ ሕልናና ኣይፈቐዶን ጥራይ ዘይኮነ፡ ስለምንታይ ነዚ ዝተጋነነ ካብ ሓቒ ዝረሓቐ ታሪኽ ክጸሓፍ ተደልዩ፡ ስለምንታይከ ናደው እዚ ንምፍራስ ነቲ ሰራሕ ታሪኽ ዝኾነ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባር ኣንበሳ ዘይተባህለ።

  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 2