Eritrean News - assenna

    Banner
Monday
Sep 06th
Home ትግርኛ ዕቡሳት ጋዜጠኛታት

ዕቡሳት ጋዜጠኛታት

ድምጺ ዕቡሳት ጋዜጠኛታትና

ድምጺ ዕቡሳት ጋዜጠኛታትና

 

ስዩም ጸሃየ

syumስዩም ጸሃየ ብ1952 ኣብ ትኹል ካብ ኣቡኡ ኣቶ ጸሃየ ወልደማርያምን ካብ ኣዲኡ ወ/ሮ ሮማ ሰለሞንን ተወሊዱ፡፡ ኣብ ኣስመራ፡ ኣብ ጸጸራት ዝበሃል ቦታ ድማ፡ ዓብዩ። ኣቡኡ ወናኒ ናይ ኣብ ካምበቦሎ ዝርከብ ባር ዳኦስታ እዮም ኔሮም።

ናይ ሎሚ ስቃይ ጋዜጠኛታትና ናይ ጽባሕ ወርቃዊ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እዩ

saidስዒደ ካብ ገጹ ፍሽኸታ ዘይፍለዮ ተባዕን ህርኩትን ጋዜጠኛ እዩ ነይሩ።ኩሉ ግዝየ ድማ አብ ጋዚጣ ሓዳስ አድማስ ዘውጹ ጽሑፋተ ብጥንቃቄ አብ ምድላው ለይተን ቀትርን ምስ ጸዓረ እዩ ነይሩ።ኣብ ዝተፈላለይ ኣጋጣሚታተ ስዒደ ከም ነጻን በሕታወያንን ጋዚጠኛታተ መጠነ ሓድነተ ህዝበን ሃገርን ዘትርር እንበር ዘዕኑ ጸሑፋት አብ ጋዜጣ ሓዳስ ኣድማስ ነከይነወጽእ ብትኹረት ክንሰርሕን ሓላፍነት ክንስከምን የሕብረና ነይሩ።

ቃል ጋዜጠኛ ኻልድ ዓብዱ ኣብ መዓልቲ ሰለማዊ ሰልፊ ስቶክሆልም ነሓሰ 04 2007

 khalid....ሎሚ’ውን ሓድሕድ ተኻባቢርና: ሓሳባትና ተሰማሚዕና ንነዊሕ ዝጠመተ ልቦና ዝመልኦ ኣካይዳ ክሳብ ዘየማዕበልና መጻኢና ቀሊል ከምዘይከውንን እዚ ወልቀመላኽነት ከኣ ከምቶም ኣብ ኩሉ ክፋል ዓለምና ዝተራእዩ ምልክታት ኣብ ሓጺር ጌዜ እንተሓድሓድ ተበላሊዑ እንተ ብሰንኪ ዓንዳሪ ኣካይዱኡ ነዊሕ ከምዘይጸንሕን ክፈራኸስ ምኻኑን ገፋዕቲ ድማ ጽባሕ ኣብ ፍርዲ ክቐርቡ ምኻኖም ደጋጊምና ክንዝክርን ከነዛኻኽሮምን ይግባእ::

ክቕልሞ’የ ንታሪኽ

ሕጉሳት ክመስሉ ፍሽክ እንተሉ
ውሽጦም ብሕሩሩ ዕጉባት ክመስሉ
ምኽሪ የሕዋቶም ከይሰምዑ ካብ ሃለሉ
ኣይግረምኪ ዓለም ዝበሉ እንተበሉ

  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 3