Eritrean News - assenna

    Banner
Saturday
Sep 11th
Home ትግርኛ ህይወት

ህይወት

ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍዶ ወይስ ምጽልጻል ከምትርጉሙ ! - ጋዜጣ ሓቅን ሕይወትን

ካብ እግሪ ኣፍ ይዕንቀፍዶ ወይስ ምጽልጻል ከምትርጉሙ ! - ጋዜጣ ሓቅን ሕይወትን እታ ጋዜጣ ድሕሪ ነ'ዚ ኣርእስቲ ኣብ ዓምዳታት ምስፋር ካብ ትምስረት ድሕሪ 45 ወይ 47 ዓመታት ካብ እትህቦ ዝነበረት መንፈሳዊ ማሕበራውን ፍልጠታውን ፈልፋሊ ትምህርቲ ብምልካዊ ስርዓት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝተኣገደት ነባር ካብ ቀዳሞት፡ ቀዳመይቲ ዝተኣገደት ጋዜጣ'ያ።
 

ካብቲ ደቂቕ ናብቲ ፍሩይ - (መብርሂ ንኹለን ውድባትን ወብሳይታትን)

ካብቲ ደቂቕ ናብቲ ፍሩይ - (መብርሂ ንኹለን ውድባትን ወብሳይታትን)እዚ ጽሑፍ’ዚ ብዛዕባ ኣካለጽጉማን ኣብ ከተማ ሺካጎ ሰሜን ኣሜሪካ ዝተኻየደ ጉባኤ ኾይኑ፡ ተወሳኺ መብርሂ ንምሃብ’ዩ። እቲ ጉባኤ ዝሓገጎ ሕግታትን ዝሓንጸጾ መደብ ስርሓትን ንህዝቢ ኣቃሊሑ’ኳ እንተኾነ፡ ስርሑ ኣሳልጦ ንኽረክብ ብተደጋጋሚ መብርሂ ምሃብ ኣገዳስነት ኣለዎ እብል።

 

ኤርትራዊ ኣትሌት በየነ ዘርኣይ በራኺ ኣብ ሃምበርግ፡ ሳልሳይ ክወጽእ ከሎ፡ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ናይ ለንደን ማራቶን ሻውዓይ ወጺኡ።

ኤርትራዊ ኣትሌት በየነ ዘርኣይ በራኺ ኣብ ሃምበርግ፡ ሳልሳይ ክወጽእ ከሎ፡ ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብ ናይ ለንደን ማራቶን ሻውዓይ ወጺኡ።

በየነ ዘርኣይ በራኺ ዝተባህለ ኤርትራዊ ኣትሌት፡ ትማሊ ሰንበት 25 ሚያዝያ ኣብ ሃምበርግ (ጀርመን) ኣብ ዝተኻየደ 16 ሽሕ ተቐዳደምቲ ዝተሳተፉዎ ዓመታዊ ውድድር ጉያ ፡ ሳልሳይ ብምውጻእ ተሸሊሙ።

ማትሪክ - ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ዝተመርኮሰ ሓጻር ዛንታ

ፈይሰል ዝለበሶ ጋውን ስለዝነውሖ ብእግሩ ከይረግጾ ብጸጋማይ ኢዱ ጨቢጡ ንላዕሊ ብምስሓብ’ዩ ዚንቃሳቀስ። ስልማት ዛግረ ወናኒ $40 ሽሕ ናቕፋ መዳልያ ኮይኑ ኪሓልፍ ጥርጥር ኣይነበሮን።ኣብቲ ብላቭ ሱኬር ዝፍለጥ መራኸቢ ቦታ ካብ ካልእ ዝተፈላለያ ዝበዝሑ ቤተሰብ ተመረቕቲ’ያ ኣአንጊዳ።

ዓቕሊ ጽበት እንታይከ ዘየግብር

ዓቕሊ ጽበት እንታይከ ዘየግብር

ሰኑይ 22 ለካቲት ንኹሎም ፈተውቲ ሃገርን ህዝብን ዝኾንና ኤርትራውያን ካብተን ዝሓለፋ ሰኑያት ዘይትፍለይ ሰኑይ እያ ኔራ። እንተ ነቶም ህግደፋውያንን ኢሰያስያውያንን ግና ከም ፍልይቲ መዓልቲ እዮም ክጽበይዋ ቀንዮም። ንህዝቢ ዝረኸበ ረኺብዎም መዓንጣ ከብዶም ተሓሚሶም እዮም ወሪሖም። ግና ዘይተርፍ ሓመድ ድበ ስለ ዝኾኖም ቅባጸት ንኽቀብጹ ከምቶም መሰልቶም በሃማት ልኡኽ ከብጽሑ ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ዝርከብ (city hall) ሲት ሆል ተኣኻኸቡ። ዕላማ መምጺኢኦም ነቲ ብውድብ ሑቡራት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ዝተወሰነ ኣገዳ ንምቅዋም እዩ።

  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  5 
  •  6 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 6