መሓዙቻ ዓዲ ድኣ ከመይ ጸኒሓትኪ?
ዓዲ ድኣ ከይዳ ኢያ ተወንጪፋ፡፡ ማይ ዝመስል መንገዲ ተሰሪሑ፡ ናይ ኣመሪካ ሃይወይ ከኣ መንገዲ ተቖጺሩ፡፡ ህይወት ኣቡኡ’ዩ ዘሎ በጃኺ፡፡ ሎሚ ሎሚሲ ሃጽ ኢልኪ ኪዲ፡ ክዳውንትኺ ጠቕሊልኪ ኪዲ ኢዩ ሙቭ ግበሪ ኢዩ ዝመጸኒ ዘሎ፡፡
Read more...

መሓዙቻ ዓዲ ድኣ ከመይ ጸኒሓትኪ?
ዓዲ ድኣ ከይዳ ኢያ ተወንጪፋ፡፡ ማይ ዝመስል መንገዲ ተሰሪሑ፡ ናይ ኣመሪካ ሃይወይ ከኣ መንገዲ ተቖጺሩ፡፡ ህይወት ኣቡኡ’ዩ ዘሎ በጃኺ፡፡ ሎሚ ሎሚሲ ሃጽ ኢልኪ ኪዲ፡ ክዳውንትኺ ጠቕሊልኪ ኪዲ ኢዩ ሙቭ ግበሪ ኢዩ ዝመጸኒ ዘሎ፡፡
ኣብ ሓደ ሃገር ላዕላዋይ ኣዛዚ ወተሃደር ጀነራል ክመጽእ’ዩ ተባሂሉ ገፊሕ ሜዳ ተመሪጹ ኩሎም ወተሃደራት ይእከቡ። ጀነራል ኣብቲ ሜዳ ምስ በጽሐ ኩሎም ኣብ ዘዘለዉዎ ኰይኖም ኣእጋሮም የማን ጸጋም እናረገጹ ከለዉ ጀነራል እናተዛወረ ይምልከት። ኩሉ ወትሃደር ብሓደ የማን ክረግጽ ከሎ ሓደ ወተሃደር ግን ንበይኑ ጸጋም ክረግጽ ይርኢ።