Eritrean News - assenna

Saturday
Sep 11th
Home ትግርኛ ርእይቶ

ርእይቶ

መንእሰይ ርእሰ ኩናት ሰላም

ኣብዚ “ኤርትራዊ መንእሰይ ርእሰ ኩናት ሰላም” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብ EYGM ዝካየድ ዘሎ ሲምፖዝዮም ራኢና ክንካፈል ንዝገበርኩሙልና ዕድመ ብስም ኩሎም ኣባላት ኤርትራዊያን መእሰያት ንለዉጢ ነመስግነኩም።

 

ስእላዊ ድርሰት “ምርጫ!” ንምስልታት ካብ ኣስመራ ከንጸባርቕ እንከሎ- (ካብ ሓዳስ መጽሓፍ “ምርጫ!” ዝተዋጽአ)

…ኣብዛ  ሰንበት’ዚኣ ንኣዜብ ብዙሕ ነገራት በብታራ መስርዕ ሒዞም ተደራረብዋ። ሓንሳብ ኣብ ማእከል ድኽነትን ስእነትን ጅሆ ተታሒዛ መውጽኢ ከተናዲ ኣርፈደት። ጸኒሓ ከኣ ንዘይትዕውተሉ ምስ ክንነብር በሃልቲ ሰባት ተሓናኒቓ፡ ንህሉው ኩነታት ከተቃልዕን ከተረድእን ገጠመት።

መስራቲ ጉባኤ ማሕበር ኣካለ ስንኵላን ቺካጎ

ዝኽበርኩም ኣሰናዳእቲ መስራቲ ጉባኤ ማሕበር ኣካለ ስንኵላት ቺካጎ ሰሜን ኣሜሪካ፡ ሎሚ ነቲ ኣብ ሓጺር ግዜ፡ ግን ነዊሕ ጉዕዞ ዝኸደ፡ ከቢድ ስርሓት ዝተዓመመሉ፡ ዓብይ ሃገራዊ ሓላፍነት ዝተሰከመ፡ ብቀረባ ነቶም ንማሕበር ኣካለ ስንኵላት ኤርትራ ንምሕጋዝ ማሕበር ንምትካል ከይተሓለሉ ዝጸዓሩ ብፍላይ

“ምርጫ!” : ልልይ ምስ ሓዳስ መጽሓፍ

ብወልደየሱስ ዓንደማርያም

“ምርጫ!” ዘርእስታ ልብ-ወለድ ንኣንበብቲ ተቐሪባ ክትዝርጋሕ ጀሚራ ኣላ። እዛ መጽሓፍ’ዚኣ “ምርጫ!” ዝብል ፖለቲካዊ ኣርእስቲ’ኳ እንተሓረየት፡ ኣብቲ ድሕሪ ነጻነት ተተኺሉ ዘሎ ምሕደራ ሃገርና መንጸፍ ብምግባር፡ ኣብ ልዕሊ መንብሮን ሓለትን ህዝብና ዘስዕቦ ዘሎ ኩነታት ኣትኪላ ዝተደርሰት ልብ-ወለድ’ያ።

ጸብጻብ 24 ግንቦት መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ አብ ከተማ ላስቬጋስ

እቲ ብሲቭካዊ ማሕበር ኤርትራውያን ላስቬጋስ ዝተዳለወ ጽምብል  መበል 19 ዓመት ዕለተ ነጻነት ሃገርና ብረቡዕ 26 ግንቦት 2010 አብ ኢታልያን አሜሪካን ክላብ ብዓቢ ድምቐት ተጸምቢሉ ሓዲሩ።
  • «
  •  Start 
  •  Prev 
  •  1 
  •  2 
  •  3 
  •  4 
  •  Next 
  •  End 
  • »
Page 1 of 4

ASSENNA RADIO